ገለ ሓሳባት ብዛዕባ ትዕቢት!

ገለ ሓሳባት ብዛዕባ ትዕቢት!
ዝበዝሕ ኤርትራዊ፡ ይዕበ ይንኣስ፡ ይመሃር ኣይመሃር፡ ይብላሕ ይጉደም፡ ብዛዕባ ትዕቢት ኤርትራውያን ዳግመafrican_sunset_by_sclarke1991-d5io24p ግምት ክግበረሉ ዝጠልብ ይመስል!! እዚ ብመንገዲ ትግራይ ጌሩ ዝሓልፍን ኣብኡ ነዊሕ ዝቕመጥን ኤርትራዊ ዝያዳ የንጸባርቖ። Continue reading ገለ ሓሳባት ብዛዕባ ትዕቢት!

Advertisements

ደቂ ኣንስትዮና፡ ኾሎት፡ ካብ ቅትለት ኣድሒናተን!!

ደቂ ኣንስትዮና፡ ኾሎት ኣድሒናተን!!
ኣብ እስራኤል፡ ክሳብ መወዳእታ 2013፡ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ብሰብኡተን፡ ብኣዕሩኽተንን ምስአንImg_2551 ብዝቕመጡ ፈተውተንን ይቕተላ ነይረን፡፡ እቲ ቅትለት፡ ከም’ቲ እቶም ዳዕሽ ኣብ ቪድዮ ዘርኣዩና ኣይረኣናዮን’ምበር ካብኡ ዝፍለ ኣይነበረን፡፡ መብዛሕቲአን ከብደን ብኻራ ተተርቱሩ፡

Continue reading ደቂ ኣንስትዮና፡ ኾሎት፡ ካብ ቅትለት ኣድሒናተን!!

ክፍጸም ልዑል ተኽእሎታት ዘለዎ ትንቢት!

ክፍጸም ልዑል ተኽእሎታት ዘለዎ ትንቢት!

መንግስቲ እስራኤል፡ ልክዕ ከም’ታ ሂትለር ዝገበሮም፡ (ጃምላዊ ህልቂት ገዲፍካ እቲ ኣገባብ ተመሳሳሊ እዩ) ከምታamara photo ህግደፍ ጌሩ ዘበሳበሰናን በቢሓደ ዘባረረናን ገይሮም የጉድሉና ኣለዉ። መዓልታዊ፡ ተገዲዱ ዝምለስ፡ ተደናጊሩ ዝፍርም፡ ተባኢሱ ዝእሰር፡ ተጨውዩ ዝሓቅቕ፡ መቁጸሪ የብሉን!!

Continue reading ክፍጸም ልዑል ተኽእሎታት ዘለዎ ትንቢት!